13:25678:26003

De Transcrire-Wiki
Révision datée du 11 mars 2024 à 14:21 par AlyxTJ (discussion | contributions) (Import de CSV)
(diff) ← Version précédente | Voir la version actuelle (diff) | Version suivante → (diff)
Aller à la navigation Aller à la recherche

ዘቲ: ሳድስት: ጦማር: ዘተረኖወት: እምኀቦ: እንጦንዮስ: ዘአበዲ፻: ትብጸሕ: ኀበ: ገብረ: ኢየሱስ: ዘጎንደር: ዛይሰመዩዎ:ቀኝ:ጌታ: አስመ: ሥዩም: ዉእቱ:በወልደ:ነጐድጓደ:ሰላም:ለከ:ወለኩሎሙ:ፍቂርያንየ:ዘበ ትዕይንተ: ጎንደር: አሜን:: እምአመ: ኅደግኩዋ:ለብሔርረ:ኢትዮጵያ: ኢበጽሐ:ኀቤየ:ዜና:እምኔከ:ወኢምንተኒ:ወአአመርኩ:ከመዛቲ: አርምሞ:መጽአ:እምኀበ:አቡነ:ያዕቆብ:ዛኢጸሐፈ:ኀቤየ:አስመ:ክቡብ ውእቱ:በጸላእተ:ወትካት: ለአኩ:ለከ:መፍደይ: ቦበ፪ጊዜ: በከመ: ኪዳን: ዘተካየደ: በበይናትነ:: ወናሁ: እፈው: ለከ: ፳ብሩረ: በአዶ: ጥራክስ: ዘውእቱ: ቅንሱል: ፍራንሳዊ: በምጥዋ: ወአንተ: አንዛ: ተትቀበሎሙ:ለዘንተ: ፳ሀቦሙ: ለውእቱ: ጥራክስ: ኰሎሙ: መጽሐፍት: ዘጸሐፍከ: እንበይነ:ዝዕሴት: እምኔየ:ወዓዲ:ሀቦ: ለኰሉ: ታሪና:ዘዛቲ:ዘመን:ዘጸሐፍከ:ሊተ:እምአመ:ኀደግኩዋ: ለምድርነሙ: ወበዘይመጽእ:ዘመን:ሀቦሙ:ከሎሙ:ለቅንሱል:ጥራክስ: ኤስመ: እሙን: ወእቱ: በኀቤየ:ወተሠጥዎትከ:ምሉእ: ተኩን: ወዘብዙኀ: ይነብብ:ከመ:እአመሮ:በብሔርየ:ለኵሎ:ዜና:ዘኢትዮጵያ:: ወዓዲ: እንው: ነወይ: ብሩረ: ለመምሕርየ: ጌታ: ሁን: ወ፬ለይብተሬ: አሰገሀኝ: ወርለደብተራ: ሐኅስ: ወኢእምኖ: ለካልኤ: ለብእ: ኤላ: እንዘ: ትሰምዕ:ዜናየ:ቀም:በነፍስከ:ወረድ:እስከ:ምጥዋ:ወእንዛ:ኢየመጽእ ዜና: እምኀቤከ: ካልአ: መፍደየ: ኢየወጽእ: ላከ: እምቤትየ:: ወእመሂ: ትደውይ:በብሔርከ: ፍንዎ: ካልእ: እሙን:ሰብአ: ለቸንሱ ል: ምሰለ: መጽሐፍትየ: ከመ: ይትቀብል: ፳ብሩረ: ለነፍበከ:: ትኩን: እግዝእትነ: መስሌከ:: ጸሐፍኩ: በጋሪስ: በ: ወህዕለት: ዘታኅኅሳ: በዐመተ: ምሕረትሰ: የ ወ፰ወሣወቦ: